FMC Tigrigna
✔
1.82K subscribers
31.4K photos
81 videos
18 files
24.4K links
This is FMC Tigrigna official Telegram channel.

@fanatelevision
@FMCSport
@afanoromofana

For more updates please visit
https://fanamc.com/tigrigna
Download Telegram
ማንም ናብ ዶብ ኢትዮጵያ ኣትዩ፤ ንኢትዮጵያ ወሪሩ ብኽብሪ ኣይምለስን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንም ናብ ዶብ ኢትዮጵያ መፂኡ፤ ንኢትዮጵያ ወሪሩ ብኽብሪ ክምለስ ከምዘይክእል ኩሉ ክፈልጥ ኣለዎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 1ይ ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 4ይ ስሩዕ ጉባኤ ብምርካብ፤ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዘቕረቡሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፤…

https://www.fanamc.com/tigrigna/ማንም-ናብ-ዶብ-ኢትዮጵያ-ኣትዩ፤-ንኢትዮጵ/
መንግስቲ ክወድቕ እዩ ብዝብል ግዘኹም እተባኽኑ ሓይልታት ፈፂሙ ኣይሳኸዐልኩምን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ክወድቕ እዩ ብዝብል ግዜኹም እተባኽኑ ሓይልታት ፈፂሙ ስለዘይሳኸዐልኩም ተኣኻኺብና ሃገርና እንተነልምዕ ይሓይሽ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ካብ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ንዘቕረቡሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም። እዚ መንግስቲ ኣብዚ ግዜ ክወድቕ እዩ፣ ኣብዚ እዋን መወዳእታኡ እዩ…

https://www.fanamc.com/tigrigna/መንግስቲ-ክወድቕ-እዩ-ብዝብል-ግዘኹም-እተ/
ዘቕትሉ እምበር ዘይሞ ሓይሊታት ህዝቢ ትግራይ ምስ ነቕሐሎም ሃዲሞም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መናእሰይ ትግራይ ዘቕትሉ እምበር ባዕሎም ዘይሞቱ ሓይሊታት ህዝቢ ምስ ነቕሐሎም ሃዲሞም እዮም ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 1ይ ዓመት ዘበን 4ይ ስሩዕ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካ ኣባላት ባይቶ ንዘቕረቡዎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም። ህዝቢ ትግራይ ፈታዊ ሰላምን ትጉህ ሰራሕተኛን ምዃኑ ብምግላፅ፤…

https://www.fanamc.com/tigrigna/ዘቕትሉ-እምበር-ዘይሞ-ሓይሊታት-ህዝቢ-ትግ/
ዓቢዪ ስትራተጂ መደመር ካብ ሓደ ወለዶ ናብ ካልእ ወለዶ ዝሰጋገር ጉዕዞ ስልጣነ የድሊ እዩ ብዝብል ሓሳብ ዝተዳለወ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓቢዪ ስትራተጂ መደመር ካብ መንግስቲ ንላዕሊ ካብ ሓደ ወለዶ ናብ ካልእ ወለዶ ዝሰጋገር ጉዕዞ ስልጣነ የድሊ እዩ ብዝብል ሓሳብ ዝተዳለወ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፤ ኣብ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 4ይ ስሩዕ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ኣባላት ባይቶ ንዘቕረቡዎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን…

https://www.fanamc.com/tigrigna/ዓቢዪ-ስትራተጂ-መደመር-ካብ-ሓደ-ወለዶ-ናብ/
መንግስቲ ኤርትራ ምስ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ካብ ምትሕብባር ክቑጠብ ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኤርትራ ምስ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ካብ ምትሕብባር ተቖጢቡ ንሓባራዊ ልምዓት ብሓባር ክንሰርሕ እላቦ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 4ይ ስሩዕ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዘቕረቡዎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም። ኢትዮጵያ ብሓባር ምዕባይ ከምዝከኣል…

https://www.fanamc.com/tigrigna/መንግስቲ-ኤርትራ-ምስ-ፀላእቲ-ኢትዮጵያ-ካ/
ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ሎሚ መዓልቲ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ጀሚርና ኢሎም፡፡ እቲ ኣኼባ ብዋናነት ድማ ኣብ ስትራቴጂካዊ ኣንፈት እቲ ፓርቲን ኣብ እዋናዊ…

https://www.fanamc.com/tigrigna/ኣኼባ-ኮሚቴ-ፈፃሚ-ስራሕ-ፓርቲ-ብልፅግና-ተ-3/
ኣብ ሃገራዊ ዘተ ዝቐረቡ ምኽረ ሓሳባት ንኽትግበሩ ዝግበኣና ሓላፍነት ክንዋፃእ ኢና – ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ዝቐረቡ ምኽረ ሓሳባት ተግባራዊ ንኽኾኑ ብቆራፅነት ትፅቢት ዝግበረልና ሓላፍነት ክንዋፃእ ኢና ኢሎም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ትማሊ ኣብ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 4ይ ስሩዕ ጉባኤ ብምርካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዘቕረቡሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም። እቶም ቀዳማይ…

https://www.fanamc.com/tigrigna/ኣብ-ሃገራዊ-ዘተ-ዝቐረቡ-ምኽረ-ሓሳባት-ንኽ/
ሰላም ሱዳን ናይ ኩለን ጎረባብቲ ጉዳይ እዩ!

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈለግ ኣባይ ንኽልተ ህዝብታት የራኽብ፤ ንኽልተ ህዝብታት ድማ ብዶብ ይፈላልዮም። እንተኾነ ግን ክልቲኦም ሓቅታት ዝነግሩና ሓደ ነገር ኣሎ፦ ኢትዮጵያን ሱዳንን ጎረባብቲ ጥራይ ኣይኮናን። ዕድል ዝማቐ ኣሕዋትን ኣሓትን ህዝብታት ዘለዉወን እየን። ልዕሊ 700 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ ሓባራዊ ዶብ ንህዝብታት መንደቕ ኮይኑ ኣይፈልጥን፤ ኣብ ክንድኡ መሰጋገሪን መራኸቢን እዩ ኮይኑ።…

https://www.fanamc.com/tigrigna/ሰላም-ሱዳን-ናይ-ኩለን-ጎረባብቲ-ጉዳይ-እዩ/
ተቐማጢ መሕለታ ሸርፊ ወፃኢና ልዕሊ 20 ሚኢታዊ ዓብዩ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ተቐማጢ መሕለውታ ሸርፊ ወፃኢና ልዕሊ 20 ሚኢታዊ ወሲኹ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዘቕረቡሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም። ሸርፊ ወፃኢ ብዝምልከት ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ፤ ቅድሚ ሪፎርም ኣብ መንጎ ስርዓት ባንኪን ተወሳኺ ዕዳጋን ዝነበረ ፍልልይ…

https://www.fanamc.com/tigrigna/ተቐማጢ-መሕለታ-ሸርፊ-ወፃኢና-ልዕሊ-20-ሚኢታ/
ኢትዮጵያ ኣህጉራዊ ንግዲን ስርዓት ዶብ ተሳጋሪ ክፍሊትን ንምጥንኻር ቆራፅ እያ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ስርዓት ክፍሊት ኣህጉራዊ ንግዲ ዶብ ተሳጋሪ ክፍሊትን ንምጥንኻር ቆራፅ እያ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)። እቲ ባንኪ ምስ ትካል ፓን ኣፍሪካ ስርዓት ክፍሊትን ምንቅስቓስ ገንዘብን ብምትሕብባር ዘዳለዎ 2ይ ጉባኤ ስርዓት ክፍሊት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። “ሉኣላዊ ስርዓት ክፍሊት ኣፍሪካ ምዕባይ፤ ካብ ኣህጉራዊ…

https://www.fanamc.com/tigrigna/ኢትዮጵያ-ኣህጉራዊ-ንግዲን-ስርዓት-ዶብ-ተ/
ኣብ ወረዳ ኤፍራታ ግድም ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ኤፍራታ ግድም ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ሎሚ ኣብታ ወረዳ ቀበሌ ሆራ ዘጋጠመ ኮይኑ፤ ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ሰባት ብተወሳኺ ኣብ ካልኦት ተጓዓዝቲ ከቢድን ቀሊልን ኣካላዊ ጉድኣት ኣጋጢሙ። ካብ ከተማ ደሴ ተበጊሳ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናተጓዓዘት ዝነበረት…

https://www.fanamc.com/tigrigna/ኣብ-ወረዳ-ኤፍራታ-ግድም-ብዘጋጠመ-ሓደጋ-ት/
ኣብ ዓመታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ዘድሀበ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ሓደራ ምምሕዳር ትግራይ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዓመታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንዕቀባ ሓድግን ሕውየት ቱሪዝምን ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኮንፈረንስ የካየድ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ ዩኒቨርስቲ ኣክሱምን ቤት ፅሕፈት ቱሪዝም እታ ከተማን ዘዳለውዎ ኮይኑ፤ ኣብ በዓል ሓደራ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ…

https://www.fanamc.com/tigrigna/ኣብ-ዓመታዊ-በዓል-ሕዳር-ፅዮን-ዘድሀበ-ኮን/
ሰልጠንቲ 5ይ ዙር ሃገር ለኸ ሰመር ካምፕ ቻሌንጅ ታለንት ሳይበር ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሕደራ መርበብብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ 5ይ ዙር ሃገራዊ ሰመር ካምፕ ቻሌንጅ ሳይበር ታለንት ዘሰልጠኖም ሰልጠንቲ ኣመሪቑ። ኣብቲ 5ይ ዙር ስልጠና ምሕደራ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ 6 ዝተፈላለዩ ዩኒቨርሲቲታት ብምትሕብባር ን1 ሺሕን 140 ሰልጠንቲ ሰመር ካምፕ ቻሌንጅ ሳይበር ታለንት ከሰልጥን ፀኒሑ እዩ። እቶም ሰልጠንቲ ንሓደ ወርሒ ዝኣክል ኣብቲ ዓውዲ…

https://www.fanamc.com/tigrigna/ሰልጠንቲ-5ይ-ዙር-ሃገር-ለኸ-ሰመር-ካምፕ-ቻሌ/
ጉጅለ ልኡኽ ፌዴሬሽን ሩስያ ኣብ ሙዚየም ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሌር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚካሂል ቦሮቭኮቭ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ፌዴሬሽን ሩስያ ኣብ ሙዚየም ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሌር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብቲ ዑደት ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኒውክሌር ዝጀመረቶ ጉዕዞን እቲ ዓውዲ ንሰላማዊ ልምዓትን ንምውዓል ዝሓንፀፀቶ ብሩህ ራኢ ዘርእዩ ምድላዋት ከምዝተዓዘበ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት። ጥቅምቲ 2019 ዓ.ም ኣብ…

https://www.fanamc.com/tigrigna/ጉጅለ-ልኡኽ-ፌዴሬሽን-ሩስያ-ኣብ-ሙዚየም-ኮ/
ጉዱኣት ኣካል ኣብ ከይዲ ህንፀት ሃገር ንጡፋት ተሳተፍቲ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዱኣት ኣካል ተረባሕቲ ልምዓት ጥራሕ ዘይኮኑስ ኣብ ከይዲ ህንፀት ሃገር ንጡፋት ተሳተፍቲ እዮም ኢለን ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኬሪያ ኢብራሂም። ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ኣርባ ምንጭ 25ን 26ን ሕዳር 2019 ዓ.ም ብብርኪ ዓለም ንመበል 35 ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ን34 ዝኽበር መዓልቲ ጉዱኣት ኣካል ብምምልካት መግለፂ…

https://www.fanamc.com/tigrigna/ጉዱኣት-ኣካል-ኣብ-ከይዲ-ህንፀት-ሃገር-ንጡ/
3.86 ብምምፃእ ተሸላሚት ሜዳልያ ዝኾነት ተመራቒት ዶ/ር እፅቡብ ስንታየሁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዩኒቨርሲቲ ባህር ዳር ሎሚ መዓልቲ 92 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ። ካብቶም ተመረቕቲ ድማ እተን 36 ደቂ ኣንስትዮ እየን። ዶ/ር እፅቡብ ስንታየሁ ድማ ኣብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና እቲ ዩኒቨርሲቲ 3.86 ነጥቢ ብምምፃእ ተሸላሚት ሜዳልያ ኮይና። ዝለዓለ ውፅኢት ዘመዝገበት ዶ/ር እፅቡብ ስንታየሁ፤ እቲ ውፅኢት ኣብ ህይወተይ ዓብዪ ትርጉም…

https://www.fanamc.com/tigrigna/3-86-ብምምፃእ-ተሸላሚት-ሜዳልያ-ዝኾነት-ተመራ/
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ 7ይ ዘበን ፓርላማ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምፅዳቕ ጀሚሩ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ዘተ ብምክያድ ውሳነታት ከሕልፍ ትፅቢት ይግበር።

https://www.fanamc.com/tigrigna/ቤት-ምኽሪ-ፌዴሬሽን-ካልኣይ-ስሩዕ-ጉባኤኡ/
በዓል ሓደራ ምምሕዳር ተተሊሞም ዝተውሃቡዎ ስራሕቲ ኣብ ዝተሓንፀፀሎም እዋን ንምፍፃም ይንቀሳቐስ ኣሎ – ቴዎድሮስ ኣረጋይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ሓደራ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተተሊሞም ዝተውሃቡዎ ስራሕቲ ኣብ ዝተሓሰበሎም እዋን ንምፍፃም ይንቀሳቐስ ኣሎ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ሽራኽ ኢኮኖሚን ዳግመ ህንፀትን እቲ በዓል ሓደራ ምምሕዳር ቴዎድሮስ ኣረጋይ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ በዓል ሓደራ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገምጋም ዘተ ኣካይዶም። ብዛዕባ እቲ ዘተ ኣመልኪቶም ዋና ፈፃሚ…

https://www.fanamc.com/tigrigna/በዓል-ሓደራ-ምምሕዳር-ተተሊሞም-ዝተውሃቡ/
ብዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ፈሪሱ ዝነበረ ካቢኔ እቲ ክልል ብምጥያሽ ስራሕ ኣጀሚርና – ኣይተ ኣሰፋ ኣብርሃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ምምሕዳርን ኣገልግሎት ህዝቢን በዓል ሓደራ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ኣሰፋ ኣብርሃ ብዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ፈሪሱን ተበታቲኑን ዝነበረ ካቢኔ እቲ ክልል ብምጥያሽ ስራሕ ኣጀሚርናዮ ኢና ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ በዓል ሓደራ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገምጋም ዘተ ኣካይዶም። ኣይተ ኣሰፋ ኣብርሃ ብዛዕባ እቲ ዘተ…

https://www.fanamc.com/tigrigna/ብዘይሕጋዊ-ጉጅለ-ህወሓት-ፈሪሱ-ዝነበረ-ካ/
ኣብ ከተማ ኣኽሱም ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ሓድጊ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክጅመር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣኽሱም ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ሓድጊ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክጅመሩ እዮም ኢሎም ሓላፊ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን በዓል ሓደራ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓጎስ ኣብርሃ (ዶ/ር)። ኣብቲ ስራሕ ልምዓት ኣስታት 230 መናእሰይ ከተማ ኣኽሱም ከምዝሳተፉ ዝገለፁ እቶም ሓላፊ፤ እቲ ፕሮጀክት ድሕሪ በዓል ሕዳር ፅዮን ማርያም ከምዝጅመር ኣመልኪቶም። ኣብ ክልል…

https://www.fanamc.com/tigrigna/ኣብ-ከተማ-ኣኽሱም-ዘላቒ-ስራሕቲ-ልምዓት-ሓ/